በዓል ኣሸንዳ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብድምቀት ተኸቢሩ

መግለጺ ቪድዮ, በዓል ኣሸንዳ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ንፈለማ ግዜ ተኸቢሩ
በዓል ኣሸንዳ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣብ ትግራይ ዓመታዊ ወርሒ ነሓሰ ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ ድሕሪ እቲ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክካየድ ዝጸንሐ ኵናት ንፈለማ ግዜ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ብዙሕ ጋሻ ዝተረኸበ ኮይኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ መቐለ መዓልታዊ ክሳዕ 12 በረራ ክገብር ከምዝቐነየ ተፈሊጡ።