ቓዛ፡ ውሑስ ቦታ ንምርካብ ትንፋሳ ዝወጽአት ጋዜጠኛ
ቓዛ፡ ውሑስ ቦታ ንምርካብ ትንፋሳ ዝወጽአት ጋዜጠኛ
ኣብ ቃዛ ብሞያ ጋዜጠኝነት እትሰርሕ ፕለስትያ ኣላቓድ፡ ዕረፍቲ ብዘይብሉ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ኣብ ገዛኣ ከቢድ ናይ ጭንቂ እዋን ከምዘሕለፈት ኣብ ዝዘርገሐቶ ቪድዮ ሓቢራ። ንሳ ህይወታ ክተድሕን ካብን ናብን ብዙሕ ቦታ ከምዝቐየረት ትዛረብ።