ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ

መግለጺ ቪድዮ, ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ
ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ

ኣብ ስጳኛ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተቛሪጽ ዝጸንሐ ፌስቲቫል ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ። ተሳተፍቲ እቲ ፌስቲቫል ዓመት መጸ ተኣኪቦም ንሓድሕዶም ኮሚደረ ብምድርባይ ይዘናግዑ።