ብኽልተ ፍሉጣት ጋንታት ኩዕሶ እግሪ እትልለ ከተማ ማንቸስተር

መግለጺ ቪድዮ, ብኽልተ ፍሉጣት ጋንታት ኩዕሶ እግሪ እትልለ ከተማ ማንቸስተር
ብኽልተ ፍሉጣት ጋንታት ኩዕሶ እግሪ እትልለ ከተማ ማንቸስተር
ተስፋኣለም ኣርኣያ

ጸወታታት ፕርምየር ሊግ ዓዲ ኢንግሊዝ ካብ ዓለም እቲ ዝበዝሐ ተኸታታሊ ኣፍቃሪ ኩዕሶ እግሪ ዘለዎ እዩ። ካብቶም ኣብቲ ፕርምየር ሊግ ብርቱዕ ንሕንሕ ዘካይዳ ጋንታታት ከኣ ማንቸስተር ስቲን ማንቸስተር ዩናይትድን’የን። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ትግርኛ ተስፋኣለም ኣርኣያ ናብ ከተማ ማንቸስተር ተንቀሳቒሱ ነይሩ።