ኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ዘላ ቱርኪ ተገዳስነታ ካብ ምንታይ ይኸውን?

መግለጺ ቪድዮ, ኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ዘላ ቱርኪ ተገዳስነታ ካብ ምንታይ ይኸውን?
ኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ዘላ ቱርኪ ተገዳስነታ ካብ ምንታይ ይኸውን?

ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዘሎ ግጭት ንምፍታሕ ክልተ ዙር ልዝብ ዝፈተነት ቱርኪ፡ እቲ ጉዳይ ኣብ መወዳእታኡ ንምብጻሕ ንኽልቲአን ሃገራት ብተናጸል ምዝርራብ ከም እትቕጽል ኣፍሊጣ'ላ።