ካብ ንግስቲ ኤልሳቤጥ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዝተቐበላ ጓል 100 ዓመት ሰበይቲ
ካብ ንግስቲ ኤልሳቤጥ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዝተቐበላ ጓል 100 ዓመት ሰበይቲ
መበል ሓደ ምኢቲ ዓመት ልደተን ዘኽበራ ጉዌንዱሊን፡ ካብ ንግስቲ ኢልሳቤጥ ምስ ዓረፋ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ናይ እንቋዕ ብጸሐኪ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በጺሕወን። እተን በዓልቲ ዕድመ ጸጋ ሰበይቲ በቲ ዝበጽሐን መልእኽቲ ስንባደን ታሕጓስን ተሰሚዕወን።