2024፡ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ዓለም መራሕቱ ዝመርጸላ ዓመት

መግለጺ ቪድዮ, ዓመተ 2024፡ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ዓለም መራሕቱ ዝመርጸላ ዓመት
2024፡ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ዓለም መራሕቱ ዝመርጸላ ዓመት

ሒዝናያ ዘለና ዓመተ 2024 ፡ኣብ ታሪኽ እታ ዝበዝሕ ህዝቢ ዓለም መራሕቱ ዝመርጸላ ዓመት ክትከውን እያ። ኣብ ኣመሪካ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ዝፋጠጥሉ ፕረዚደንታዊ መረጻ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሕዳር ክካየድ እዩ።