ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዓጸቦ ኣስታት 150 ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱ ይግመት

እታ ካብ ዓለም ተገሊላ ኣብ ዕጽዋ እትርከብ ትግራይ ብሰንኪ እቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝተጀመረ ኵናት፡ ብዓሰርተ ኣሽሓት ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ሚልዮናት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም።