ዶካትር ካብ ማህጸን ዝሞተት ኣደኣ ኣውጺኦም ብህይወት ዘትረፍዋ ናጽላ

መግለጺ ቪድዮ, እስራኤል ኣብ ራፋ-ቓዛ ድሕሪ ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ፡ ዶካትር ካብ ማህጸን ዝተቐተለት ነብሰ-ጾር ኣደ ኣውጺኦም ዘትረፍዋ ህጻን።
ዶካትር ካብ ማህጸን ዝሞተት ኣደኣ ኣውጺኦም ብህይወት ዘትረፍዋ ናጽላ
ህጻን ሰብሪን

ምንጪ ስእሊ, Reuters

እስራኤል ኣብ ራፋ-ቓዛ ድሕሪ ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ፡ ዶካትር ካብ ማህጸን ዝተቐተለት ነብሰ-ጾር ኣደ ኣውጺኦም ዘትረፍዋ ህጻን።