ሞሮኮ፡ ምድሓን ህይወት ሓደ ሰብ ተስፋ ፈጢሩ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ሞሮኮ ሰብ ዘድሓኑ ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ታሕጓሶም ይገልጹ
ሞሮኮ፡ ምድሓን ህይወት ሓደ ሰብ ተስፋ ፈጢሩ

ኣብ ሞሮኮ ደቡብዊ ምዕራብ ማራኪሽ ብዘጋጠመ 6.8 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ሞይቶም። ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ሓደ ሰብኣይ ካብ ፍርስራስ ህንጻ ምስ ኣድሓኑ ታሕጓሶም ይገልጹ።