ሒደት መዓልቲ ክነብራ’የን ተባሂሉ ዝተነገረለን መናቱ 7ይ ዓመተን ኣኽቢረን

ተጣቢቐን ዝተወለዳ ሰኔጋላውያን መናቱ፡ ምስተወለዳ ኣብ ዝነበረ ሒደት መዓልቲ ክሞታ ይኽእላ’የን ተባሂሉ’ኳ ብሓካይም መጠንቀቕታ ተዋሂቡ እንተነበረ፡ መበል 7ይ ዓመት ልደተን ኣኽቢረን።