እስራኤል-ቓዛ፡ ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ኩነታት ዝሓረሰት ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, እስራኤል-ቓዛ፡ ‘ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ኵነታት ክሓርስ ኣለኒ’
እስራኤል-ቓዛ፡ ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ኩነታት ዝሓረሰት ኣደ

ጁማና ኤማድ ኣብ ከተማ ቓዛ ጋዜጠኛ ኮይና፡ እዚ ግጭት ክውላዕ ከሎ፡ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ጥንስቲ እያ ኔራ። ንጋዜጠኛ ቢቢሲ ቋንቋ ዓረብ ዳልያ ሃይዳር ዘካፈለቶ፡ ንዝነበረ ምዕባለታት ዘርኢ ሰነድ ቪድዮ፡ ኣብቲ ብመጥቃዕቲ ኣየርን ምፍንቓላትን ዝተከበበ ኩነታት ጥንሳ ብሰላም ንምግልጋል ትገብሮ ዝነበረ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ፈተነታት የዘንቱ።