እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብኵናት ዘማረሩ መንእሰያት ብሙዚቃ ከህድኡ ይፍትኑ
እቲ ኣብ ኣብ 2014ን 2015ን ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክረይንን ዝነበረ ኵናት ሰንሰን ዘበሎም መናእሰይ ዩክረይን ኣብ ዶባት ዩክረይንን ሩስያን ሙዚቃ እንዳተጻወቱ ኵናት ከፋኹሱ ይጽዕሩ።