እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ መትረብ እንግሊዝ ብውሕዱ 29 ሰባት ጥሒሎም
ኣብ መንጎ ፈረንሳይን ዓባይ ብሪጣንያን ኣብ ዝርከብ ባሕሪ ብውሕዱ 29 ሰባት ጥሒሎም። ካብቶም ግዳያት ሓደ ሪዝጋር ሑሴን 3 ደቁን በዓልቲ ቤቱን ስኢኑ። እንተኾነ ግን ነቲ ኩነታት ምቕባል ከቢድዎ ኣሎ።