እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቴክኖሎጂ፡ ቻይና ብሮቦት ዝምርሓ ኣገልግሎት ታክሲ ዝህባ መካይን ጀሚራ
ርእሰ ከተማ ቻይና ንመጀመርታ ግዜ ብሮቦት ዝምርሓ ኣገልግሎት ታክሲ ዝሃብ መካይን ጀሚራ። እተን ሰብ ኣልቦ ወሃብቲ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ንግዝኡ ብሰባት እናተመረሓ ናይ ፈተነ ስራሕ ከምዝጀመራ ተፈሊጡ።