ብዛዕባዕጡቓት ተቓወምቲ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ እንታይ ትፈልጡ?

ቢቢሲ ኣብ መንጎ ዶባት ኬንያን ኢትዮጵያን ኮይኖም ብዛዕባ ዝዕለሙ ዘለዉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣዘራሪቡ’ሎ።