“ወዲ ሰብ ካብ ዓዱ እንተድኣወጺኡ ከምቲ ካብ ባሕሪ ዝወጽአ ዓሳ’ዩ”

‘ባና’ ብዝብል ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ኣልበም ልዑል ተፈታውነት ዝረኸበ ስነ ጥበባዊ ዳዊት ሃይለስላሴ ዳግማይ ናብ ናይ ጥበብ መድረኽ ክቕልቀል ምዃኑ ገሊጹ።