ኮሮናቫይረስ: ስለምንታይ’ዮም ኣብ ብራዚል ብዙሓት ህጻናት ዝሞቱ ዘለዉ?

ኣብ ብራዚል ቁጽሮም ዘይንዓቕ ህጻናት ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ይሞቱ። ቀንዲ ምኽንያት ናይዚ ድማ ዋሕዲ ናይ ምርመራ ዓቕሚ ከምዝኾነ ተገሊጹ።