እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብቶም ኣብ ሓሸዋ ዝተረፉ ኣሕዋተይ ኣነ ይሓይሽ
ካብቶም ካብ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ስደተኛታት ሽረ እንዳስላሰ ዝርከቡ ኣስታት 2 ምእቲ ሽሕ ዜጋታት ሓንቲ ዝኾነት ወ/ሮ ኣጸደ መብራህቶም፡ “ካብቶም መገድያ መገዲ ሞይቶም ዝተረፉ ኣሕዋተይ ኣነ ይሓይሽ” ትብል።