ንደቂ ኣንስትዮ ናይ ስራሕ ዕድል ዝፈጠረ ሕርሻ ጽምብላሊዕ ኬንያ

ኣብ ገማግም ኬንያ ኣብ ዝርከባ ዞባታት ዝካየድ ሕርሻ ጽምብላሊዕ፡ ደቂ ኣንስትዮ ስድርአን ክኣልያ ዘክኣለን ጥራይ ዘይኮነ፤ ሓደ ዓቢይ ንግዲ ሰደድ ኬንያ’ውን እዩ።