ሻሂ፡ ሓሽሽን ኲናትን፡ ታሪኽ ሆንግ ኮንግ ኣብ ትሕቲ ብሪጣንያ

መግለጺ ቪድዮ, ሻሂ፡ ሓሽሽን ኲናትን፡ ታሪኽ ሆንግ ኮንግ ኣብ ትሕቲ ብሪጣንያ

ሰለስተ ሚልዮን ዝበጽሑ ነበርቲ ሆንግ ኮንግ፡ ናብ ብሪጣንያ ክግዕዙን ዜግነት ክሓቱን ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን፡ ነዚ ርእይቶ ዝሃበ፡ ቻይና ኣብዚ ወርሒ፡ ነቲ ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ተግባራዊ ድሕሪ ምግባራ እዩ።

ታሪኽ እታ ግዝኣት ብሪጣንያ ነበር፡ እንታይ ይመስል?