እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት ብድምቀት ንምብዓል ምሽብሻብ ይውገን ኣሎ
መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት፡ ብዝተፈላለዩ ምስንዳኣት ንምብዓል ፍሉይ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ጎደናታት መቐለ: ብባንዴራታት፣ መብራህትን ጭርሖታትን ማዕሪጎም ይረኣዩ። ሪፖርተርና ኣብ ጎደናታት መቐለ ዝተዓዘቦ ብስእሊ ልኢኹልና።