እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሕማም መርዘን ከመይ ይኽሰት?
ሕማም መርዘን ብኸመይ ይኽሰት? ፈለማ ኣብ ማእኸላይ ክፋል ሓንጎልና፡ ኬሚካል ይፈስስ። እዚ ድማ ንመትንታት ውሽጣዊ ሓንጎል ይጎድኦ። ቃንዛን ሕማም ርእስን ድማ የስዕብ። ቀጺሉ ልክዕ ከምቲ ናይ ኤሌክትሪክ ፍሰት ቃዝኖት የስዕብ።