እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስሪላንካ ኣብ ሓዘን ቀንያ
ኣብ ስሪላንካ ብሰንኪ እስላማዊ ጉጅለታት ዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፡ ልዕሊ 350 ሰባት ሞይቶም። እቲ ሓደጋ ከጋጥም ከምዝኽእል ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ሓበሬታ በጺሒዎም ምንባሩ ጸብጻባት የረድኡ።