እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ፡ መንገሻ ረዳኢ
ድምጻዊ መንገሻ ረዳኢ፡ ልዕሊ 50 ደርፍታት ዝደረፈ ውሩይ ስነ ጥበባዊ እዩ። ብፍላይ ብናይ ራያ ጉማየ ደርፍታቱ ብዙሓት ይፈትውዎ። ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንኣበርክቶኡ ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ ዝብል መዓርግ ሂብዎ'ሎ።