ሚካኤል፡ ኣብ 100 ዓመት ተራእዩ ዘይፈልጥ ህቦብላ ኣጓኒፉ

ሚካኤል ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ እዚ ኣብ ዝሓለፈ 100 ዓመት ተራእዩ ዘይፈልጥ ህቦብላ፡ ኣብ ፍሎሪዳ ኣመሪካ ኣጓኒፉ።