እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ክልተ ሓራምዝ እንትራገጹ ሳዕሪ ይረግጹ!
ኣብ የመን ስዑድ ዓረብ ብእትመርሖ ልፍንቲ ብዝተወሰደ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፡ 29 ህጻዉንቲ ሞይቶም። ኣስታት ሰላሳ ድማ ኣደዳ መቑሰልትን መጉዳእትን ኮይኖም። ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ጉጅለ ስዑድ ዓረብ ነቲ ብኢራን ዝሕገዝ ዓማጺ ጉጅለ ሑቱ ንምጥቃዕ ዝዓለመ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ'ሎ።