ቅድሚ 1600 ዓመታት ዝተጽሓፈ መጽሓፍ እንዳባ ገሪማ
ኣብ ትግራይ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ ገዳም እንዳባ ገሪማ 1600 ዓመታት ዝገበረ መጽሓፍ ኣዕቝቡ ይርከብ። እቲ ቋንቋ ግእዝ ዝተጽሓፈ መጽሓፍ ካብ ቆርበት ጤልን ቆጽላ መጽልን ከምዝተሰርሐ ኣገልጋሊ እቲ ቤተ ክርስትያን ንቢቢሲ ገሊጾም።