እኹል ድቃስ ዕድመ የንውሕ'ዩ!

ኣብ ስዊዲን ዝመደበሩ ሓደ ኢንስቲትዩት ንዝሓለፉ 13 ዓመታት ዘካየዶ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ እኹል ድቃስ ምድቃስ ዕድመ ከምዘናውሕ ይሕብር።

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ እኹል ድቃስ ዝስእኑ ሰባት ኣብ ቀዳመ ሰናብቲ ሓለፋ ብምድቃስ ከከሓሕስዎ ከምዝኽእሉ ይግለጽ።