እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣዶ ድሬዳዋ
ነባሪት ከተማ ድሬዳዋ ዝኾና ወይዘሮ ኣሰገደች ካብ ምምሕዳር እታ ከተማን ገለ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ብዝረኸብኦ ሓገዝ ተጠቒመን ትካል መሕብሐቢ ኣረጋውያን ኣጣይሰን ኣረጋውያን ኣናተኸናኸና ዝርከባ በዓል ዕድመ ጸጋ እየን። መንፈሳዊ ዕግበት ከምዝፈጥረን ድማ ይገልጻ።