እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ርኹባት ስዑድ ዓረብ ምስ ዝተኣሰርሉ ሆቴል ክነላልየኩም!
ናይ ለውጢ ሰብ ከምዝኾነ ዝዝረበሉ ዘሎ ወራሲ ዓራት ስዑድ ዓረብ ንጉስ መሓመድ ቢን ሳልማን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብቲ ዓዲ ብዘይተለመደ መልክዑ ኣስታት 200 ሰባት ብምእሳሩ መዘራረቢ ዛዕባ ዓለም ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ።