እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ፍልስጤማዊ ገፋፊ ዓሳ ኣስታት 800 ኪ.ሜትሮ ብማያዊ ኣካል ዝተጉዓዘት ጠርሙዝ ረኺቡ።
እታ በዓልቲ ሕድሪ ጠርሙስ ዝሓዘቶ መልእኽቲ ናይ እንግሊዛውያን ፍቑራት ነይሩ። ኣብ ደሴት ርሆደስ እንትዘናግዑ ዝተወሰደት ኮይና ኣብ ገማግም ጋዛ ምስበፅሐት ተረኺባ።