ስነ ጥበብ ኣብ ዓድኻ ኮይንካ ምስ ዝስራሕ'ዩ ብልጫ ዘለዎ
ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ስነ ጥበባዊ ሲራክ ሚካኤል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ዝቕመጥ ኮይኑ ስነ ጥበብ ኣብ ዓድኻ ኮይንካ ምስእትሰርሖ'ዩ ብልጫ ዝህልዎ ይብል።