‘መንሽሮ ከም ዝሓመምኩ ምስተነገረኒ ተስፋ ቈሪጸ’

መግለጺ ቪድዮ, ‘መንሽሮ ከምዝሃመምኩ ምስተነገረኒ ተስፈ ቆሪጸ’

ኣብ ኢትዮጵያ መንሽሮ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሰባት ዝኾኑ ኣርባዕተ ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ምዃኑ ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ይገልጽ። ውድብ ጥዕና ዓለም’ውን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ከባቢ 60 ሽሕ ሰባት መንሽሮ ከምዝሓሙ ይነግር። ኣብ ደቂ ኣንስትዮ፡ እቲ ኣብ ቅድሚት ዝጥቀስ መንሽሮ ጡብ ክኸውን እንከሎ፡ መንሽሮ ኣፍ ማህጸን ካልኣይ ይስራዕ።