ኣብ ሕርሲ ንዘለዋ ነብሰ ጾራት ዘረኻኸበ ኵናት ሩስያ ኣብ ዩክረይን

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ሕርሲ ንዘለዋ ነብሰ ጾራት ዘረኻኸበ ኵናት ሩስያ ኣብ ዩክረይን

ሩስያ ኣብ ዩክረይን ደብዳባት ተጽዕቕ ስለዘላ ክፍሊ መዋልዳን ናብ ትሕቲ ባይታ ክሳብ ምስግጋር ከምዝተበጽሐ መዘክር ሓደ ሓካይም ኣረዲኡ። እቲ ሓካይም ንፑቲን ናይ ጨካናት ስራሕ ይገብር ከምዘሎ ገሊጹ።