“ሓስየ ዋላ ጠኒሰ’የ እንተበልኩዎም ርህራሄ የብሎምን”-ግዳይ ኵናት ዩክረይን

መግለጺ ቪድዮ, “ሓስየ ዋላ ጠኒሰ’የ እንተበልኩዎም ርህራሄ የብሎምን” ግዳይ ኵናት ዩክረይን
Published

ብሰንኪ እቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሓያሎ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ህይወቶም ከድሕኑ’ኳ ናብ ዶባት ፖላንድ እንተኸዱ ኣብቲ ዶብ ኣብ ስራሕ ዝተዋፈሩ ዩክሬናውያን ግን ንጸለምቲ ፈልዮም የጋፍዕዎም ከምዘለዉ ገሊጾም።