“ልክዕ ከም እንስሳ’ዮም ኣተኣናጊዶሙና”-ቁጥዐ ጸለምቲ

መግለጺ ቪድዮ, “ልክዕ ከም እንስሳ’ዮም ኣተኣናጊዶሙና”-ቁጥዐ ጸለምቲ

ኣብ ዩክረይን ዝቕመጡ ጸለምቲ ካብታ ሃገር ናብ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ክሰግሩ ኣብ ዝፈተንሉ ግዜ ዩክሬናውያን ሓለዋ ዶብ ልክዕ ከም እንስሳ ከምዝረኣይዎም ገሊጾም።