"ንኣሰብኡትና 'ቻው' ምስ በልናዮም ኩላትና በኺና"- ትያና

መግለጺ ቪድዮ, "ንኣሰብኡትና 'ቻው' ምስ በልናዮም ኩላትና በኺና"- ትያና

ትያና ካብቶም ብሰንኪ ኩናት ዩክሬን ናብ ፖላንድ ዝተሰደዱ ብኣሽሓት ዝቁፀሩ ዜጋታት ዩክሬን ሓንቲ ኮይና በዓል ቤታ ግን "ገዛውትና ክሕሉ እየ" ኢሉ ኣብኡ ከምዝተረፈ ገሊፃ::