ናብ ሩስያ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ምብራቕ ዩክረይን ዘጋጠመና ‘ኣይ ከም ትጽቢትናን’ ይብሉ

መግለጺ ቪድዮ, ናብ ሩስያ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ምብራቕ ዩክረይን ዘጋጠመና ‘ኣይ ከም ትጽቢትናን’ ይብሉ

ብሰንኪ እቲ ኣብ ምብራቕ ዩክረይን ዝምዕብል ዘሎ ወጥሪ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ እቲ ከባቢ ናብ ሩስያ ይጉዕዙ ኣለዉ። እንተኾነ ግን ኣብ ሩስያ ምስኣተኹም ክትረኽብዎ ኢኹም ተባሂሉ ዝተነገሮም መጽብዓ ተግባራዊ ከምዘይኮነ ገሊጾም።