ልደትኩም ኣብ ሰማይ ብእትዛውን መኪና ክተሕልፍዎ’ዶ ምፈተኹም?

መግለጺ ቪድዮ, ልደትኩም ኣብ ሰማይ ብእትዛውን መኪና ክተሕልፍዎ ትደልዩ’ዶ?

እታ ብጀስተን ኤሮ ዝተሰርሐት ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና ናይ ሓደ ሰብ ቦታ ጥራይ እዩ ዘለዋ። ኣብ ልደትኩም ክትጥቀሙላ እንተደሊኹም 92 ሽሕ ዶላር እዩ ዋግኣ። እንተኾነ ግና እታ በራሪት መኪና ኣብ ሰማይ ን15 ደቃይቕ ጥራይ እያ ክትጸንሕ እትኽእል።