ህይወት ኣብ ባሕሪ እንታይ ይመስል?

መግለጺ ቪድዮ, ህይወት ኣብ ባሕሪ እንታይ ይመስል?

ሰራሕተኛ መርከብ ሙሊ ተስፋይ ኣብ ኦሮምያ ምዕራብ ወለጋ እዩ ተወሊዱ። ንሱ ካብ ዘይርስዖም ነገራት ሓደ ኣብ ስራሕ እንከሎ ናይ ኣዲኡ መርድእ ዝሰማዓሉ ግዜ እዩ።