ጥሩምባ ብእግሩ ዝጻወት ሙዚቀኛ

መግለጺ ቪድዮ, ጥሩምባ ብእግሩ ዝጻወት ሙዚቀኛ

ብዘይ ኣእዳው ዝተወለደ ፈሊክስ ካብ ወዲ 3 ዓመት ጀሚሩ ጥሩምባ ብእግሩ ከምዝተጻወተ ይገልጽ። ብዙሓት ሰባት “ኣይኸብደካን’ዶ?” ኢሎም ከምዝሓትዎ ዝዛረብ ፈሊክስ “ብኢድካ ምጽዋት ፈቲነዮ ስለዘይፈልጥ ኣይኸብደንን” ዝብል ምላሽ ኣለዎ።