ዓይኒ ምድሪ ንምስራሕ 10 ሽሕ ዶላር ወጻኢ ምገበርኩም'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ዓይኒ ምድሪ ንምስራሕ 10 ሽሕ ዶላር’ዶ ወጻኢ ምገበርኩም?

ኣብ ጃፓን ዓይኒ ምድሪ ንምስራሕ ክሳብ 10 ሽሕ ዶላር ወጻኢ ዝተገበረ ኮይኑ ኣዝዮም ምዕቡላት ቴክኖሎጂ ከምዝተገጠምሉ ይግለጽ።