ብሰንኪ ኣፍረይቲ ጨው ዝጸንቱ ዘለዉ ሓንበስቲ ኣግማል ህንዲ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ኣፍረይቲ ጨው ዝጸንቱ ዘለዉ ኣግማል ህንዲ

ኣብ ህንዲ ግዝኣት ጉጃረት ‘ካህራይ’ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣግማል ናብቲ ዝምገብሉ ቦታ ሓምቢሶም ዝኸዱ’ኳ እንተኾኑ ኣፍረይቲ ጨው እቲ ከባቢ ነቲ ቀላይ ይዓግትዎ ስለዘለዉ እቶም ኣግማል ኣብ ጸገም ከምዝወደቑ ይግለጽ።