ናበይ ይኸዱ ከምዘለዉ ዘይፈልጡ ኣፋጋናውያን

መግለጺ ቪድዮ, ናበይ ይኸዱ ከምዘለዉ ዘይፈልጡ ኣፋጋናውያን

ጣሊባን ንካቡል ምስተቖጻጸረ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣፍጋናውያን ህጻናት ሒዞም ናብ ካልእ ዘይፈልጥዎ ሃገር ንምህዳም ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ካቡል ክጸቓቐጡ ተራእዮም። ንሳቶም ህይወት ካብ ባዶ ‘ሀ’ ኢሎም ንኽጅምሩ’ዩ ካብ ዓዶም ዝሃድሙ ዘለዉ።