'ናብቲ ጎደና ጥምት ከብል እንከለኹ እቶም ዝሞቱ ሰባት’ዮም ዝረኣዩኒ'

መግለጺ ቪድዮ, “ናብቲ ጎደና ጥምት ከብል እንከለኹ እቶም ዝሞቱ ሰባት’ዮም ዝረኣዩኒ”

ኣብ ሊባኖስ ዘጋጠመ ነትጕ ትማሊ ሓደ ዓመት ኮይንዎ'ሎ። ዝዓነዉ ህንጻታት ዳግማይ ተጸገኖም'ኳ እንተኾኑ እንተ ስነ ልቦናዊ ስብራት ግዳያት ግን ምጽጋን ኣይተኻእለን'ሎ።