ኣመሪካ፡ ቀላያት ብዓሳታት ንምምላእ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታት
ሰበ ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኣመሪካ ግዝኣት ዩታህ፡ ኣብታ ግዝኣት ንዝርከቡ ቀላያት ብዓሳ ይመልእዎም ኣለዉ። እቶም ዓሳታት ብነፋሪት ካብ ኣየር ናብቲ ቀላይ እዮም ዝድርበዩ። እታ ነፋሪት ብሓንሳብ ክሳብ 35 ሽሕ ዓሳ ናብ ቀላይ ናይ ምድርባይ ዓቕሚ ኣለዋ።