ኣይዳ 'ፈላመይቲ ሮቦት ስነ ጥበባዊት ዓለም'

መግለጺ ቪድዮ, ኣይዳ 'ፈላመይቲ ሮቦት ስነ ጥበባዊት ዓለም'

ኣይዳ ዝብል ሽም ዝተውሃባ ብሰብ ሞያ ኢንጅነሪንግን ስራሕቲ ቅድን ዝተሰርሐት እዛ ሮበት "ፈላመይቲ ኣብ ስነ ጥበብ ዝወፈረት ሮቦት ዓለም" ከም ዝኾነት ይግለጽ።