“ኣቦ ሓሙሽተ ደቀይ ቀቲሎሞ” ካብ ምዕራብ ትግራይ ዝተመዛበለት

መግለጺ ቪድዮ, “ኣቦ ሓሙሽተ ደቀይ ቀቲሎሞ” ካብ ምዕራብ ትግራይ ዝተመዛበለት

ወ/ሮ ካልአይታ የዕብዮ ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ምስ ሓሙሽተ ደቃ ናብ ሱዳን ካብ ዝሰገሩ ልዕሊ 60 ሽሕ ተጋሩ ሓንቲ እያ። ኣቦ ደቃ “ደቀይ ሒዝክዮም ኪዲ ኣነ ከርክበኩም እየ” ኢሉዋ’ኳ እንተተረፈ ድሓረ ግን ጎረቤታ ደዊላ ከምዝቐተልዎ ኣርዲኣታ።