“ደቀይ ካብ ትምህርቶም ስለዝቦኾሩ ኣመና ተሰሚዑኒ” ዝተመዛበለት ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, “ደቀይ ካብ ትምህርቶም ስለዝቦኾሩ ኣመና ተሰሚዑኒ” ዝተመዛበለት ኣደ

ካብቶም ካብ ምዕራብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ኣስታት 70 ሽሕ ተጋሩ ሓንቲ ዝኾነት ወ/ሮ ኣባዲት በርሀ፡ ልዕሊ ኩሉ ዘሕዘና ደቃ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ምብኳሮም’ዩ።